ደሓን ምእንቲ’ዞም ደቀይ ምንባር ክቕፅል ኢላ ዝወሰነት ዋዕሮ …
ሽማ ኣብዚ ክጥቅዖ ኣይደልን። ኣብ ከተማ ማይካድራ ፅቡቕን ምዉቕን ሓዳር ነይሩዋ። ወረርቲ ሓይልታት ኣምሓራን ወታደራት ኢትዮጵያን ነታ ኸተማ ምስ ኣጥቅዑዋ፣ ንሳ ክልተ ወርሒ ዘይመልኣ ዕሸል ሓዚላ፣ ከልተ እግሪ ተኽሊ ቆልዑት ኣንጠልጢላ ህድማ ኾነ።
ኣብ ናይ ፅዕነት መኪና፣ ከም ኮሚደረ ተጨፋሊቑ፣ ኣማኢት ህዝቢ ናብ ኣንፈት ሽረ ይውሕጅ ነበረ። ክሳብ ሩባ ተከዘ ብመኪና ኸዱ፣ ካብኡ ብእግሪ። ኣብ ተከዘ፣ ሕርየት ዓይኒ ረኣየት እታ በዓልቲ ታሪኽ።
ኣብቲ ገማግም ሩባ ተከዘ፣ መዓት ሬሳታት ከም ዕንጨይቲ ፈቖድኡ ተኾሚሩ ይርኣይ ኣሎ። እቲ ሬሳታት ናይቶም ብቕድሚኦም ኣብ ናይ ፅዕነት መኪና ተሳፊሮም ካብ ማይካድራ ናብ ኣንፈት ተከዘ ዝሃደሙ ተጋሩ ምዃኑ ብቐሊሉ ኽፈልጡ ኸኣሉ፣ እዛ በዓልቲ ታሪኽን መካይዳን።
ብሓደ ግዘ: ራዕዲ፣ ፍርሒ፣ ተስፋ ምቑራፅ፣ ናይ ሞት መንፈስ፣ ሕራነ ኩሉ ወረሮም።
ወየ መኪና ሙሉእ ህዝቢ: ዕጫ ናይቶም ብቕድሚኦም ኣብ ተከዘ በፂሖም፣ ብግፍዒ ተረፍሪፎም ዘለዉ ንፁሃን ተጋሩ ንኸይበፅሖም፣ እግረይ ኣውፅእኒ ህድማ ናብ ዘይፈልጥዎ ኣንፈት።
ህዝቢ ብትንትን ኢሉ ክሃድም ከሎ፣ እዛ በዓልቲ ታሪኽ፣ ተፀገመት። ከመይ ዘይትፅገም፣ ሰብኣያ ኣብቲ ሜዳ ትግራይ ኣንፃር ባርነት ክኳሻሕ ካብ ዝፍለያ ሰሙን ሓሊፉ፤ ህፃውንቲ ሒዛ፣ በይና ከመይ ገይራ ክትጉዪይ ትኽእል?
ነዚ ኹነታት ዝተዓዘቡ ገለ ርህሩሃት ተጋሩ፣ ገዲፎሙዋ ንኸይሃድሙ ቃል ምስ ሰማይ፣ ቃል ምስ ምድሪ ይኣትዉ። ኣርባዕተ ደቂ ተባዕትዮን ክልተ ደቂ ኣንስትዮን ምስኣ ኮይኖም ኣጆኺ ክብልዋን ከሳልዩዋን ጀመሩ።
ኣብቲ ህሞት እዙይ እዩ በዚ መፁ ዘይተብሃሉ ኤርትራውያን ወታደራት ኣብ ቅድሚኦም ቅጅል ዝበሉ። “ደው በሉ!”፣ ዝብል ኣዝዩ ዘርዕድ ድምፂ ተጋውሐ ኣብቲ ህልም ዝበለ ፀምፀም በረኻ። “ኣንቱም ጁንታ ደው በሉ፤ ካብ ኢድና ክተምልጡ ማለትኩም ድዩ?” በልዋቶም።
እቶም ዓሰርተ ተጋሩ (ሰለስቲኦም ህፃውንቲ ሓዊስካ)፣ መሬት ፀልመተቶም። እታ ብልጭ ብልጭ ክትብል ጀሚራ ዝነበረት ዋግ ዋጎ ብርሃን ክትጠልሞም ድያ ማለት ናይ ብሓቂ?
ኮነ ድማ፣ እቶም ዕሑቓት ናብ ሓደ እንዳ ገባር መንደር ኮብኪቦም ወሰዲዎም። “ኣወዳት ናብዚ ገፅ ተፈለዩ!” ድማ በልዉም። ክልተ ዕጡቓት ተመሪፆም፣ “ነዞም ኣርባዕተ ጁንታ ኣሰናብትዎም!” ድማ በልዎም። እወ ግዝያዊ መገሻ ኣይኮነን፣ ዘል ኣለማዊ እምበር። ኣርባዕተ ጥይት፣ ንኣርባዕቲ ኦም መናእሰይ ኣብ ቅድሚ እዘን ሰለስተ ተጋሩ ደቂ ኣንስትዮ።
ኣርባዕቲኦም መኻይደን ኣብ ቅድሚ ኣዒንተን ናብ ሬሳ ክቕየሩ ከለዉ እንታይ ኮን ተሰሚዑወን ይኸውን። እንታይሞ ክስምዐን ኮይኑ ልዕሊ ጭንቅን ፍርሕን። ትንፋሳተን፡ “ወፃኹ፣ ከድኩ” ይብለን ኣሎ፤ ፅልምትምት ይብለን ኣሎ።
እዞም ርኹሳት፣ ኣብ ዙርያ እዘን ሰማይ ብብሩሁ ዝፀልመተን፣ መሬት ብገፋሓ ዝፀበበተን ተጋሩ ደቂ ኣንስትዮ ኸቢቦም፣ ንሰለስቲአን ብበትሪ ገይሮም እንዳቐጥቀጡ፣ “ተዛረባ! ሰብኡትክን ኣበይ ኣለዉ?” ብምባል ከሳቕይወን ጀመሩ። ንሳተን ድማ፣ በቢተራ ሃለዋት ኣሰብኡተን ክዛረባ ጀመራ።
“ናተይ ሰብኣየ፣ ህድማ ምስኮነ ተበታቲንና። ድንጋፀ ስለዝነበረ፣ ናበይ ከምዝኸደ ኣይፈልጥን። ብህይወት ይሃሉ ኣይሃሉ ኣይፈልጥን” ክትብል መለሰት።
ካልአይቲ’ውን ተዛረበት፤ “እቶም ናይ ኣምሓራ ፋኖ ናብቲ መንደርና ምስ ኣተዉ፣ ኣነ ሃዲመ። ሰብኣየ ግና ኣብ ናይ ሕርሻ ስራሕ፣ በረኻ እዩ ነይሩ። ኣበይ ከምዘሎ ኣይፈልጥን” በለት።
እታ ሳልሰይቲ: “ናተይ ሰብኣየ ሕሙም እዩ፤ ናይዘን ክልተ ግና ፍሉይ ሓይሊ ትግራይ እዮም” ብምባል ንባዕላ ነፃ ኣውፂኣ ነተን ተጋሩ ኣሕዋታ ንኣራዊት ኣሕሊፋ ሃበተን። እዋይ ምጭካና፣ ኣበይ በቖለት እዚኣ ኸ?
ብዙሓት ስለዝነበሩ፣ ኣብ ሰልስተ ጉጅለ ተኸፊሎም ነተን ሰለስተ ክደፍሩወን ክጅምሩ ከለዉ፣ እዛ “ሰብኡተን ፍሉይ ሓይሊ እዮም” ዝበለት፣ “ኣነ ኤድስ ሕምምቲ እየ በለቶም” ንዓኣ ገዲፎም፣ ነተን ክልተ፣ ካብ ሰዓት 11:00 ኣጋምሸት ዝጀመሩ ክሳብ ንፅባሒቱ ረፋድ ሰዓት 4:00 ብዘይ ምቁራፅ ደፊሮሙወን፤ [ታህሳስ 19 ን ታህሳስ 20 ን]።
እታ ርግምቲ፣ ናይዘን መኻይዳ መከራን ኣውያትን እንዳሰምዐት እንታይ ኮን ትሓስብ ትነብር? ኣይፈልጥን። ስለዝመሰየን፣ ናብ ትኸዶ ስለዘየብላን ግና ኣብቲ ንሳተን ይድፈራሉ ዝነበራ መንደር እያ ሓዲራ።
ካብተን ክልተ፣ እታ በዓልቲ ታሪኽ፣ ኣዶ ሰለስተ ህፃውንቲ እያ። ኣዶ ክልተ ወርሒ ዘይመልኣ ሕንጣይ እያ። ነዛ ሕንጣያ ክሓዝኑላ ኣይከኣሉን። “ኣብቲ መሬት ኣቐምጥያ!”፣ ኢሎም ኣብ ቅድሚ ሰለስቲኦም ደቃ ክደፍሩዋ ሓዲሮም። እታ ሕንጣይ ክትበኪ ከላ፣ ጡብ ክትህባ ክፈቕዱላ ኣይከኣሉን።
ንፅባሒቱ ረፋድ ድሕሪ ሰዓት 4:00፣ ጤል ናይዞም ገባራት ሓሪዶም፣ ጠቢሶም እንዳበልዑ ከለዉ፣ “ተበገስ!” ዝብል ራድዮ ካብ ርሑቕ ይድወለሎም ካብ ላዕለዎት ኣዘዝቶም። ደሓር፣ ነዛ ሓፍትና፣ ኢዳን እግራን ሒዞም፣ ሓፂን ኣርሲኖም፣ ብልዕታን ማህፀናን በቲ ዝረሰኒ ሓፂን ከቃፅልዋ ጀሚሮም። መሬት ኣውያት ኮነት፤ መንሞ ይርዳእ። ደቃ’ውን ሰለስቲኦም ኣውያት። ዋላ ሓደ ዘድሕኖም የለን። ብምሒር ሓይሊ ቃንዛ ቀልባ ስሒታ፣ ኣውያት የለ፣ ትንፋስ የለ፣ ወዲቓ።
ድሕሪኡ እንታይ ከምዝተፈፀመ ኣይትፈልጥን። ለካ፣ ዞም ርኹሳት፣ ሓሙሽተ ቁርፅራፅ ሓፃዊን ናብ ማህፀና ኣእትዮሙላ እዮም።
ቀትሪ ምስ ኮነ ቀልባ ተመሊሱ። ለካ ኣብ ፀምፀም በረኻ፣ ኣብ ሓደ እንዳ ገባር ደጎል ወዲቓ፣ ደቃ ይበኽዩ ኣለዉ። እታ ካልአይታ እውን ብተመሳሳሊ ድፍር ሓዲሮም፣ ማህፀና ብዝረሰነ ሓፂኒ ኣቃፂሎሙዋ እዮም ከይዶም።
እታ ሳልሰይተን ግና የላን፤ ኣብኡ ገዲፋተን ከይዳ። እዋይ ጭካነ፣ ኣቱም ሰባት ከምዚ ዓይነት ጭካነ ንምንታይ? ኣብ ሞንጎና ኣብ ሞንጎ ተጋሩ ኣብ ግዘ መከራ ምጭኽኻንን ምጥልላምን?
ክልቲአን ብዕስለታት ተደፊረን፣ ማህፀነን ብዝረሰነ ሓፂን ተቓፂሉ፣ እታ ሓንቲ ኣብ ማህፀና ቁርፅራፅ ሓፂን ተሸኪማ ፣ ነንበዓልተን ተደጋጊፈን ናብ ሓደ ብርኽ ዝበለ ቦታ ወፂአን። ዝሃድሙ ተጋሩ ኣብኡ ወዲቐን ረኺቦሙወን። ኣልዒሎም ናብቲ ይኸዱዎ ዝነበረ ቦታ ተማሊኦሙወን።
ነታ ኣዶ ሰለስተ ህፃውንቲ ብስልኪ ኣዕሊለያ፤ እዚ ኹሉ ታሪኽ ኣዋጊዓትኒ። ብጣዕሚ ዝገርም ጥንካረ ዝተዓደለት ፍልይቲ ፍጥረት። ዓርሳ ንምቕታል ዋላኳ ሓሲባ እንተነበረት፣ ደሓን ምእንቲ ዞም ደቀይ ምንበር ክቕፅል ኢላ ዝወሰነት ዋዕሮ።
ወታደራት ኤርትራ፣ ናብ ማህፀና ኣትዩሙዎ ዝነበረ ቑርፅራፅ ሓፃውንቲ፣ ብኸብዳ መጥባሕቲ ተገይሩላ፣ ድሕሪ ሰለስተ ወርሒ፣ ኽወፅእ ኽኢሉ እዩ። ኣርባዕተ ነዋሕትን ሓምሸይቲ ሕፅር ዝበለትን ቁርፅራፅ ሓፃዊን።
ናይዛ ሓፍትና ታሪኽ፣ ካብተን ዓሰርተታት ኣሽሓተ ግድያት ዕስለኣዊ መድፈርቲ ናይ ዝኾና ተጋሩ ታሪክ ብጭልፋ ከም ማለት እዩ። ሓይልታት ኢትዮጵያ፣ ኤርትራን ኣምሓራን ክትዛረቦ ዝድንፁን ዝኸብድን፣ ኣዝዩ ሰይጣናዊ ተግባራት ኣብ ልዕሊ ኣዶታት ትግራይ ፈፂሞምን እንዳፈፀሙን ይርከቡ።
ሓፍትና ኣብ ከቢድ ኩነታት ትርከብ። ሓገዝ የድልያ፣ ነታ ሕንጣያ ናይ ታኒካ ፀባ የድልያ፤ ነቶም እግሪ ተኽሊ ደቃ ሓገዝ የድልዮም። ሙሉእ ብሙሉእ ንኽትሓዊ፣ ናይና ዘይተሓለለ ሓገዝ የድልያ፤ ሞራል የድልያ፣ ሓደራ ኣለናልኪ ንበላ።
ኣቱም ተጋሩ፣ ነዘን ተነጊሩ ዘይውዳእን ድርብርብ ዝበለን በደል ዝበፅሐን ኣዶታት ትግራይ ኣለናልክን፣ ኣጆኻትክን ንበለን ሓደራ። ንሕና እንዳሃለና፣ ህይወተን ፀልሚቱ ክተርፍ የብሉን።

About
About US:
Rescue Tigrayan Rape Victims was created by a group of Tigrayan women in response to the widespread rape in Tigray, Ethiopia, as a result of the country’s federal government’s genocide against the Tigrayan people. This is a non-profit organization dedicated to defending Tigray’s women who have been victims of war crimes perpetrated by the ENDF, Fano militia, and Eritrean forces.
What we do it love
Check our beautiful works we do
Email Campaign
Twitter Campaign
DAY 516 OF THE TIGRAY GENOCIDE: SUNDAY, APRIL 03, 2022
DAY 515 OF THE TIGRAY GENOCIDE: SATURDAY, APRIL 02, 2022
DAY 514 OF THE TIGRAY GENOCIDE: FRIDAY, APRIL 01, 2022
DAY 513 OF THE TIGRAY GENOCIDE: THURSDAY, MARCH 31, 2022
Day 512 of the Tigray Genocide: Wednesday, March 30, 2022
DAY 511 OF THE TIGRAY GENOCIDE: TUESDAY, MARCH 29, 2022
DAY 510 OF THE TIGRAY GENOCIDE: MONDAY, MARCH 28, 2022
DAY 509 OF THE TIGRAY GENOCIDE: SUNDAY, MARCH 27, 2022
DAY 508 OF THE TIGRAY GENOCIDE: SATURDAY, MARCH 26, 2022
DAY 507 OF THE TIGRAY GENOCIDE: FRIDAY, MARCH 25, 2022
DAY 506 OF THE TIGRAY GENOCIDE: THURSDAY, MARCH 24, 2022
DAY 505 OF THE TIGRAY GENOCIDE: WEDNESDAY, MARCH 23, 2022
DAY 504 OF THE TIGRAY GENOCIDE: Tuesday, MARCH 22, 2022
Day 503 of the Tigray Genocide: Monday, March 21, 2022
Day 502 of the Tigray Genocide: Sunday, March 20, 2022
DAY 459 OF THE TIGRAY GENOCIDE: Saturday, February 05, 2022
DAY 457 OF THE TIGRAY GENOCIDE: Thursday, February 03, 2022
DAY 456 OF THE TIGRAY GENOCIDE: Wednesday, February 02, 2022
Day 455 of the Tigray Genocide: Tuesday, February 01, 2022
Day 454 of the Tigray Genocide: Monday, January 31, 2022
Day 453 Of The Tigray Genocide: Sunday, January 30, 2022
Day 452 of the Tigray Genocide: Saturday, January 29, 2022
Day 451 of the Tigray Genocide: Friday, January 28, 2022
Day 450 of the Tigray Genocide: Thursday, January 27, 2022
Day 449 of the Tigray Genocide: Wednesday, January 26, 2022
Day 433 Of The Tigray Genocide: Monday Jan 10, 2022
Day 431 of the Tigray Genocide: Saturday Jan 08, 2022
Day 429 Of The Tigray Genocide: Thursday, January 06, 2022
Day 428 of The Tigray Genocide: Wednesday, January 05, 2022
Day 427 of the Tigray Genocide: Tuesday, January 04, 2021
Day 426 of the Tigray Genocide: Monday, January 03, 2022
Day 425 of the Tigray Genocide: Sunday, January 02, 2021
Day 424 of the Tigray Genocide: Saturday 01, 2022
Day 423 of the Tigray Genocide: Friday, December 31, 2021
Day 422 Of The Tigray Genocide: Thursday, December 30, 2021
Day 421 of the Tigray Genocide: Wednesday, December 29, 2021
Day 420 of the Tigray Genocide: Tuesday, December 28, 2021
Day 419 of the Tigray Genocide: Monday, December 27, 2021
Day 418 of the Tigray Genocide: Sunday, December 26, 2021
Day 417 of the Tigray Genocide: Saturday, December 25, 2021
Day 416 of the Tigray Genocide: Friday, December 24, 2021
Day 415 of the Tigray Genocide: Thursday, December 23, 2021
Day 414 of the Tigray Genocide: Wednesday, December 22, 2021
Day 413 of the Tigray Genocide: Tuesday, December 21, 2021
Day 412: Monday, December 20, 2021
Day 411: Sunday, December 19, 2021
Day 410: Saturday, December 18, 2021
Day 409: Friday, Dec 17, 2021
Day 408: Thursday, December 16, 2021
Day 407: Wednesday, Dec 15, 2021
Day 406: Tuesday, Dec 14, 2021
Day 343: Tuesday, October 12, 2021
Day 342: Monday, October 11, 2021
Day 341: Sunday, October 10, 2021
Day 340: Saturday, October 09, 2021
Day 339: Friday, October 08, 2021
Day 338: Thursday, October 07, 2021
Day 337: Wednesday, October 06, 2021
Day 336: Tuesday, October 05, 2021
Day 335: Monday, October 04, 2021
Day 334: Sunday,, October 03, 2021
Day 333: Saturday, October 02, 2021
Day 332: Friday, October 01, 2021
Day 331: Thursday, September 30, 2021
Day 330: Wednesday, September 29, 2021
Day 329: Tuesday, September 28, 2021
Day 328: Monday, September 27, 2021
Day 327: Sunday, September 26, 2021
Day 326: Saturday, September 25, 2021
Day 325: Friday, September 24, 2021
Day 324: Thursday, September 23, 2021
Day 323: Wednesday, September 22, 2021
Day 322: Tuesday, September 21, 2021
Day 321: Monday, September 20, 2021
Day 320: Sunday, September 19, 2021
Day 319: Saturday, September 18, 2021
Day 318: Friday, September 17, 2021
Day 317: Thursday, September 16, 2021
Day 316: Wednesday, September 15, 2021
Day 315: Tuesday, September 14, 2021
Day 314: Monday, September 13, 2021
Day 313: Sunday, September 12, 2021
Day 312: Saturday, September 11, 2021
Day 311: Friday, September 10, 2021
Day 310: Thursday, September 09, 2021
Day 309: Wednesday, September 08, 2021
Day 308: Tuesday, September 07, 2021
Day 307: Monday, September 06, 2021
Day 306: Sunday, September 05, 2021
Day 305: Saturday, September 04, 2021
Day 304: Friday, September 03, 2021
Day 303: Thursday, September 02, 2021
Day 302: Wednesday, September 01, 2021
Day 301: Tuesday, August 31, 2021
Day 300: Monday, August 30, 2021
Day 299: Sunday, August 29, 2021
Day 298: Saturday, August 29, 2021
Day 297: Friday, August 27, 2021
Day 296: Thursday, August 26, 2021
Day 295: Wednesday, August 25, 2021
Day 294: Tuesday, August 24, 2021
Day 293: Monday, August 23, 2021
Day 292: Sunday, August 22, 2021
Day 291: Saturday, August 21, 2021
Day 290: Friday, August 20, 2021
Day 289: Thursday, August 19, 2021
Day 288: Wednesday, August 18, 2021
Day 287: Tuesday, August 17, 2021
Day 286: Monday, August 16, 2021
Day 285: Sunday, August 15, 2021
Day 281: Wednesday, August 11, 2021
Day 269: Friday, July 30, 2021
Day 268: Thursday, July 29, 2021
Day 267: Wednesday, July 28, 2021
Day 266: Tuesday, July 27, 2021
Day 265: Monday, July 26, 2021
Day 264: Sunday, July 25, 2021
Day 263: Saturday, July 24, 2021
Day 262: Friday, July 23, 2021
Day 261: Thursday, July 22, 2021
Day 260: Wednesday, July 21, 2021
Day 259: Tuesday, July 20, 2021
Day 258: Monday, July 19, 2021
Day 257: Sunday, July 18, 2021
Day 256: Saturday, July 17, 2021
Day 255: Friday, July 16, 2021
Day 254: Thursday, July 15, 2021
Day 253: Wednesday, July 14, 2021
Day 252: Tuesday, July 13, 2021
Day 251: Monday, July 12, 2021
Day 250: Sunday, July 11, 2021
Day 249: Saturday, July 10, 2021
Day 248: Friday, July 9, 2021
Day 247: Thursday, July 08, 2021
Day 246: Wednesday, July 07, 2021
Day 245: Tuesday, July 06, 2021
Day 244: Monday, July 05, 2021
Day 243: Sunday, July 04, 2021 tweet campaign
Day 242: Saturday, July 3, 2021
Day 241: Friday, July 02, 2021
Day 240: Thursday, July 01, 2021
Day 239: Wednesday, June 30, 2021
Day 238: Tuesday, June 29, 2021
Day 237: Monday, June 28, 2021
Day 236: Sunday, June 27, 2021 tweet campaign
Day 235: Saturday, June 26, 2021
Day 234: Friday, June 25, 2021
Day 233: Thursday, June 24, 2021
Day 232: Wednesday, June 23, 2021
Day 231: Tuesday, June 22, 2021
Day 230: Monday, June 21, 2021
Day 229: Sunday, June 20, 2021
Day 228: Saturday, June 19, 2021
Day 227: Friday, June 18, 2021
Day 226: Thursday, June 17, 2021
Day 225: Wednesday, June 16, 2021
Day 224: Tuesday, June 15, 2021
Day 223: Monday, June 14, 2021
Day 222: Sunday, June 13, 2021
Day 221: Saturday, June 12, 2021
Day 220: Friday, June 11, 2021
Day 219: Thursday, June 10, 2021
Day 217: Tuesday, June 08, 2021
Day 216: Monday, June 07, 2021
Day 215: Sunday, June 06, 2021
Day 214: Saturday, June 05, 2021
Day 213: Friday, June 04, 2021
Day 212: Thursday, June 03, 2021
Day 211: Wednesday, June 02, 2021
Day 210: Tuesday, June 01, 2021
Day 209: Monday, May 31, 2021
Day 208: Sunday, May 30, 2021
Day 207: Saturday, May 29, 2021
Day 206: Friday, May 28, 2021
Day 205: Thursday, May 27, 2021
Day 204: Wednesday, May 26, 2021
Day 203: Tuesday, May 25, 2021
Day 202: Monday, May 24, 2021
Day 201: Sunday, May 23, 2021
Day 200: Saturday, May 22, 2021
Day 199: Friday, May 21, 2021
Day 198: Thursday, May 20, 2021
Day 197: Wednesday, May 12, 2021
Day 196: Tuesday, May 18, 2021
Day 195: Monday, May 17, 2021
Day 194: Sunday, May 16, day 194
Day 193: Saturday, May 15, 2021
Day 192: Friday, May 14, 2021
Day 190: Wednesday, May 12, 2021
Day 189: Tuesday, May 11, 2021
Day 188: Monday, May 10, 2021
Day 187: Sunday, May 09, 2021
Day 185: Friday, May 07, 2021
Day 180: Sunday, May 02, 2021
Why are we doing this?
Let us know the world what happened in Tigray!
About US: Rescue Tigrayan Rape Victims was created by a group of Tigrayan women in response to the ...

Meet Our Team Work
People who are supporting us
OUR FACTS
Some Numbers that Speaks
99
Total raped women in Tigray
Testimonials
What our article tells us
About
About US: Rescue Tigrayan Rape Victims was created by a group of Tigrayan women in response to the widespread rape in Tigray, Ethiopia, as a result of the country's federal government's genocide against the Tigrayan people. This is a non-profit organization dedicated to defending Tigray's women who...
Latest blogs
Check out the latest post from our articles
April 3, 2022
1.Fifteen women’s organizations have requested the @UN to provide the services so desperately needed by 100,000s #Tigrayan victims of the #WeaponizedRape. @UN_W
April 2, 2022
1."A coordinator, at a safe house for women fleeing #WeaponizedRape, said that they were struggling to find food to feed mothers & their babies, & have ...
April 1, 2022
1.The #TigrayanWeaponizedRapeVictims couldn't get the necessary medications due to the absence of medical resources following the absolute siege by Ethiopia. @R...
March 31, 2022
1. He hasn’t spoken much since the night the men [Eritrean troops] came & beat his mother unconscious. They branded her a “filthy Agame”, the name of a comm
March 30, 2022
1. In the absence of much-needed support for victims of the genocidal #WeaponizedRape, the majority of them are still living with their physical & mental tr...
March 29, 2022
1. The pro-@AbiyAhmedAli armed forces haven't only destroyed the lives of the #WeaponizedRape victims but also every #Tigrayan around them. #Tigrayan women &...